በዚ ስምምዕነት መሰረት ቐዳማይ ወገን ታላባት ኣል ቲጃሪያ ድርጅት መለለይ ቁፅሪ 1010472753 ዋና ድርጅት ኣብ ሪያድ እቲ ዕዳጋ ዝቆፃፀር ዶንዶን ንኽልቲኦም ወገናት ክህልዎም ዘለዎ ርኽክብ ብግልፂ ኣቀምጥ::
እቲ ካልአዋይ ወገን ንኢንተርኔት ብምጥቃም ዘድልዮ ብምጥቃስን ንምስምምዓን እቶም ኣብ ታሕቲ ዝተተቀሱ ከማልእ ኣለዎ :
-ታላባት ኣል ቲጃሪኣ ድርጅት (Talabat Al-Tijaria Company) ዘቅረቦም ረቓሒታት ተማልኣም ዘለካ ናይ ግላዊ ሓበሬታ ዜግኔትኻ : ፓስፖርትኻ : ኢሜልኻ : ስልኪ ቑፅርኻ : ትነብረሉ ኣድራሻኻ ::
-ቐደማይ ወገን ናይ ዓማዊላቱን ምስ ግለሰብ ዘለዎ ዝምድናን ኣቅርቦትን ብዘይምንም ምትእጉጋል ናይ ዓማዊላቱ ምጉዕዓዝን ምቅራብን::
- እቲ ካልአዋይ ወገን ኢንተርኔት ኣገልግለቱ ኩሉ ጊዜ ከምዝሰርሕን ካልኦት ናይ መራኸቢ ሓፋሻት ምስ ኣቅረብቲ ከምዘሎ ክረጋግፅ ኣለዎ::
- ካልአዋይ ወገን ዝልኣዘዞ ምስ በፅሖ ትእዛዝ ይቅበል:: ከም ዝበፅሖ ሓበሬታ እንድሕር ዘይሃበ እቲ ቀዳማይ ወገን ብንእሽተይን ኾነ ብሙሉእ ናይ ምቅናስ መሰል ኣለዎ::
- ካልአዋይ ወገን ዝልኣዘዞ ናብ ምንታይ ከምልኸድ ግልፂ ከቅምጥ ኣለዎ:: ክኸፍልን ደረሰኝ ክቅበልን ግዴታ ኣለዎ:: ብዝኾነ ኣገጣሚ ካልአዋይ ወገን እንድሕን ዘየተቀበሎ ቐደማይ ወገን ናይ ዋጋ ለወጢ ምግባር መሰል ኣለዎ::
ካልአዋይ ወገን ናይ መራኸቢ መደበባት ኣቅበቦቱ ተቃሪፁ : ስልኪ ዘየልዕል ተኾይኑ : ቐደማይ ወገን ናይ ዋጋ ለወጢን ሕጋዊ ስጉምቲ ናይ ምውሳድን መሰል ኣለዎ::
ቐደማይ ወገን ብዝተኸኣሎ መጠን ትእዛዙ ብፍጥነትን ኣብ ሰዓቱ ምርካብን ሓላፍነት ኣለዎ::
- ቐደማይ ወገን ችግር ተጋጢምዎ ብዝተኸኣሎ መጠን ንዓማዊላቱ የፍልጥ::
-ካልአዋይ ወገን ትእዛዙ በዝሒ መጠን ዓይነት ዝልኣዘዞም ትኽክል ከምዝኾነ ከረጋግፅ ኣለዎ:: ችግር ተሃልዩ ኣብ ውሽጢ ሰለስተ ደቂቃ ከፍልጥ ኣለዎ::
10 ካልአዋይ ወገን እንታይ ዓይነት ምህርቲ ከም ዝኣዘዘ ብኣግባቡ ክጠቅስ ኣለዎ::
11 ካልአዋይ ወገን እንታይ ዓይነት ምህርቲ ከም ዝኣዘዘ ብኣግባቡ ክጠቅስ ኣለዎ:: ኩሎም ዘጋዕዞም ዘለዉ ምህርቲ ብናይ ስዑዲ ዓረብ መንግስቲ ሕጋውነት ክህልዎም ኣለዎ:: እንድሕር ሕጋውነት ዘይብሉ ካልአዋይ ወገን
ሙሉእ ሓላፍነት ይውስድ::
12 እቲ ዝጉዓዝ ምህርቲ ሕጋዊነት ዘይብሉ ተኾይኑ ካልአዋይ ወገን ን ቐዳማይ ወገን ካብ ተሓታትነት ነፃ የውፅኦ::
13 ቅድሚ ዝልኣዘዞ ምህርቲ ምቅባሉ ካልአዋይ ወገን ሙሉእ ሒሳብ ብጥረ ወይ ብኤሌክትሮኒክስ ክኸፍል ኣለዎ::
14 ኣብ ደረሰኝ ችግር ተሃልዩ ካልአዋይ ወገን ንቐዳማይ ወገን ኣብ ውሽጢ 3 ደቂቃ ከፍልጥ ኣለዎ:: እንድሕር ዘየፍለሐ ቐዳማይ ወገን ካልአዋይ ወገን ተቐባሊ ከም ዝገበሮ ይሕሰብ::
15 ኣላህ ኣይበሎ : ትራፊክ ሓደጋ ተጋጢሙ ካልአዋይ ወገን ን ቐዳማይ ወገን ተሓታቲ ኣይገብሮን::
16 ካልአዋይ ወገን ብኣግባቡ ምስ ቐዳማይ ወገነ ብወኪል ናይ ምርኻበ ሓላፍነት ኣለዎ:: ሕጊ ተተታሒሱ ብግሊ ተሓታቲ ይኾን::
17 ካልአዋይ ወገን ዘለዎ ሓበሬታ ንቐዳማይ ወገን ብኣግባቡ ክህብ ኣለዎ:: ቐዳማየ ወገን ናይ ካልአዋይ ወገን ሓበሬታ ምስ ግላዊ ኾነ መንግስታዊ ምቅይያር ይኽእል እዩ:: ካልአዋይ ወገን ኣብዚ ተቃውሞ ከቅርብ ኣይኽእልን::
18 ካልአዋይ ወገን ምስ ቐዳማይ ወገን ናይ ሓበሬታ ምልውዋጥ ጥቅሙ ክርዳእ ኣለዎ::
19 ቐዳማይ ወገን ዘገብሮም ለውጥታት ካልአዋይ ወገን ተግባራዊ ይገብሮም እዩ::
20 ካልአዋይ ወገን ዘጋጥሞ ችግራት ምስ ዝግብኦም ቐዳማይ ወገናት ብኣግባቡ ክረዳዳእ ኣለዎ::
21 እዚ ውዕሊ እዚ ኣብ ሱዑድ ዓረብ ተቀባልነት ዘለዎ እዪ:: ኣብ ሞንጎ ክልቲአን ወገናት ችግር ተተፈጢሩ ሳልሳይ ወገን ብምሕዋስ መፍትሒ ክፍጠር ይግበር:: እዚ ንድሕር ዘይተሳኺዑ ብሪያድ ሕጊ መሰረት ክፍታሕ ይግበር::